FRAME Interior design & Architecture መቐለ

FRAME Interior design & Architecture መቐለ FRAME Interior Design | Mekele, Ethiopia. We create friendly spaces through collaboration with clients, students & handymen.

30/12/2025

🎨Painting is just one piece of the puzzle! 🧩✨ Space layout, functionality, and lighting are essential for a well-designed home. Let’s dive deeper!

15/12/2025

� From this � to this! Every design tells a story. We are Frame Interior Design and Architecture, turning visions into reality! ��

05/12/2025

ልዕልተ ልዑላን ፅርሃ ኣርያም ቅዱስ ገብርኤል ካቴድራል ዲዛይን ሓምለዋይ መረባ(Green area design.)

#ቅዱስገብርኤል

04/12/2025

" ጥቕሚ ኢንተርየር ዲዛይን እንታይ እዩ ? ሓደ ኢንተርየር ዲዛይን ዝተሰርሐ ገዛ ፥ ካብ ዘይተሰርሐ ዝሕሸሉ #ክልተ መሠረታዊ ነጥብታት ! "

#መቐለ

08/11/2025

👨‍💻👨‍💻Interior designer ክንፅውዓሉ ዝግብኣና ትክክለኛ ሰዓት 🕙

#መቐለ

03/11/2025

Transforming spaces, one haircut at a time! �� Dive into our latest barbershop interior design project, where style meets comfort. Watch as we bring elegance and functionality together for the ultimate grooming experience. Join us on this journey! #መቐለ

🤔🤔" መንበሪ ገዝኦም ንከፍቅርዎ ዝግጁ ድዮም ? ሕልሞም ዘንፀባርቕን መነባብሮኦም ዘመሓይሽ ሙችዉን ሰሓባይን ቦታ ንሰራሕ ! "                                  #መቐለ
15/10/2025

🤔🤔
" መንበሪ ገዝኦም ንከፍቅርዎ ዝግጁ ድዮም ? ሕልሞም ዘንፀባርቕን መነባብሮኦም ዘመሓይሽ ሙችዉን ሰሓባይን ቦታ ንሰራሕ ! "



#መቐለ

.  ፦ ናይ ገዛውትና ኢንተርየር ከም ቕመም ስለ ዝኾነ ፥ ኵሎም ክፍሊታት ናይ ፓተርን ንክኢት(touch) ክህልዮ ኣድላዪ እዩ።            #መቐለ
30/09/2025

.

፦ ናይ ገዛውትና ኢንተርየር ከም ቕመም ስለ ዝኾነ ፥ ኵሎም ክፍሊታት ናይ ፓተርን ንክኢት(touch) ክህልዮ ኣድላዪ እዩ።

#መቐለ

18/09/2025

ኢንተርየር ዲዛይን 🎯 #ንቢዝነስና ኣገዳሲ ዝኾነሉ 4ተ መሰረታው ንጥብታት፤

1⃣ ኢንተርየር ዲዛይን ናይ ካምፓኒና ብራንድ ብምንፅብራቕ ፥ ኣብ ዓማዊልና ናይ እንኳዕ ደሓን መፃኣእዅም ስምዒትን ኣብ ናይ ካምፓኒና ብራንድ ፡ ዘለዎም ዋጋ ንክዓቢ ይገብር፤ (Brand Identity & Customer Experience.)

2⃣ ብፅቡቕ ዅነታት ዝተነደፈናይ ስራሕ ቦታ ፥ ናይ ሰራሕተኛታት ዕግበትን ፡ ንተወፋይነት ስራሕን ምህርታውነትን ፥ ሙችውን ዘለዓዕልን ሃዋህው ይፈጥር ፥ናይ ምውፃእ ዝንባልኦም ውን ይቕንስ፤ (Employee Morale & Productivity.)

3⃣ ናይ ቢዝነስቦታና ዓላምን ጎልን መሠረት ገይሩ ዝተሰርሐ ውፅኢታዊ ዲዛይን ፡ ዝሓሸ ፍሰት ስራሕን ርክብን ብሙምችቻውን ፥ ዝሓሸ ምንቕስቓስኣየርን ሙቐትንውን ክህልዎ ብምግባርን ፡ ፋንክሽንን ተጠቓምነት ቦታናን ኽብ የብል፤ (Space Optimization &Functionality.)

4⃣ ብበዓል ሞያ ዝተሰርሑ ዘመናዊ ዲዛይናት ፥ ኸም ድላይና ገይርና ንምስራሕ ዘኽእሉ መልቲ-ፋንክሽናል ዝኾኑ ፥ ተዓፃፃፍነትን ተለመድቲ(Flexibility& Adaptability) ቦታታት ብምፍጣር ፥ ንግዲና ንነዊሕ ጊዜ ዝፀንሕን ዕዉት ኢንቨስትመንት(Return on Investment) ክኸውን ንምግባር ኣድላዪ እዩ።

ንኸምዚኦምን፥ ኻልኦትን ናይ ኢንተርየር ዲዛይን ሓሳባት ንምርካብ ፥ ትካልና ምርጭኦም ይግበሩ።

#መቐለ

ካብ ዘመነ ማቴዎስ ናብ ዘመነ ማርቆስ ፡ ብሰላም ፥ ብጥዕና ፥ ብደስታ ፡ እንኳዕ ኣብፀሐኵም ፥ ኣብፀሐና! ትካልና ፍሬም ኢንተርየርስ ፥ ዘመኑ ናይ ሰላምን ፍቕርን ፥ ሰብ ገዛን ቢዝነስን ኾ...
10/09/2025

ካብ ዘመነ ማቴዎስ ናብ ዘመነ ማርቆስ ፡ ብሰላም ፥ ብጥዕና ፥ ብደስታ ፡ እንኳዕ ኣብፀሐኵም ፥ ኣብፀሐና! ትካልና ፍሬም ኢንተርየርስ ፥ ዘመኑ ናይ ሰላምን ፍቕርን ፥ ሰብ ገዛን ቢዝነስን ኾይንዅም ኣባና ገራሚ ዲዛይን እተግብሩሉን ፥ ዘመን ክኾነልዅም ይምነ።

#መቐለ

25/08/2025

Address

Romanat Adebabay
Mekelle

Telephone

+251949347621

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when FRAME Interior design & Architecture መቐለ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share