11/02/2026
👉ብዙሓት ሰብ ቢዝነስ ብዛዕባ ናይ ስራሕ ቦትኦም ዲዛይን ሸለል ይብልዎ እዮም፥
እቶም በላሕቲ ግን ካብ መጀመርታ እዮ ዝሓስቡሉ ።
ምኽንያቱ ድማ ናይ ስራሕ ቦታና ዲዛይን፦
1- ዓሚል ክስሕብ ወይ ከባርር
2- ግልጋሎትና ከፋጥን ወይ ክደናጉይ
3- ኣብኡ ዝሰርሕ ሰብ ባህ ኢልዎ ክሰርሕ ወይ ከሰላችዎ ስለዝኽእል እዩ።
ናይ ስራሕ ቦታኹም ኣቐዲምካ ዲዛይን ንምስራሕ ብ0914120202 ይደዉሉ