shewit sigem entertainment

07/05/2025
ሰላም ሰላም ተዓዘብቲ ናይዚ መደብ  ሓዳስ ፊልም ኣሻዓል ዘርእስታ ተካታታሊት ፊልም ኣብ ንጽባሕ ቀዳም 11/11/2023 ሒዝናሉኩም ክንመጽእ ኢና። ከምቲ ናይ ኩሉ ግዜ ሃናጺ ሪኢቶኩምን ነቀፊ...
09/11/2023

ሰላም ሰላም ተዓዘብቲ ናይዚ መደብ ሓዳስ ፊልም ኣሻዓል ዘርእስታ ተካታታሊት ፊልም ኣብ ንጽባሕ ቀዳም 11/11/2023 ሒዝናሉኩም ክንመጽእ ኢና። ከምቲ ናይ ኩሉ ግዜ ሃናጺ ሪኢቶኩምን ነቀፊታኩምን ኣይፈለይና ።SUBSCRIBE SHARE LIKE shewit sigem entertainment https://youtube.com/?feature=shared

ደራሲ፡ኣማኑኤል ተኽለ (ቻኩር)
ዳርክተር፡ዮውሃንስ ሃብተገርገሽ( ጆንሜራ)

29/10/2023

new eritrean music fyori daniel

ኣሚነየ ተኣማኒናይ ውሽጥኻ ንገረኒኣሚነየ ተኣማኒኩነሎይ እንዶ ከምቀደምካ ከማምቆ ቤትካምእንቲ ፍቅሪሉ ዝነብር  ጽኑዕ ንኺዳኑ ዘምልኽ -ኣሚኑ ዝፈቱ፠፠፠፠ብፍዮሪ ዳኒኤል ፊፊ ተዘርጊሓትልኩም ኣ...
29/09/2023

ኣሚነየ ተኣማኒ
ናይ ውሽጥኻ ንገረኒ
ኣሚነየ ተኣማኒ
ኩነሎይ እንዶ ከምቀደምካ
ከማምቆ ቤትካ
ምእንቲ ፍቅሪሉ ዝነብር
ጽኑዕ ንኺዳኑ ዘምልኽ -ኣሚኑ ዝፈቱ፠፠፠፠

ብፍዮሪ ዳኒኤል ፊፊ ተዘርጊሓትልኩም ኣላ ምትብባዕኩም ኣይፈለየና share like subscribe ኣይንረስዕ ። ርሑስ ኣውደኣመት ከኣ ይግበረልና።https://youtu.be/pRM7pcmEaPQ?feature=shared

new eritrean music 2023 fiyori daniel fifi harife For more vide...

Address

Hockley
B66AP

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when shewit sigem entertainment posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to shewit sigem entertainment:

Share